መዝሙር 100:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 የሆዋስ ሕያዋይ* እዩ፣+እቲ ብተኣማንነት ዜርእዮ ፍቕሩ ንዘለኣለም፡ተኣማንነቱ ድማ ንውሉድ ወለዶ ይነብር እዩ።+