ነህምያ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኦ ኣምላኽና፡ ተናዒቕና ኢና እሞ፡+ ስማዕ፣ ጸርፎም ከኣ ኣብ ርእሶም ምለሰሎም፣+ ንዘመተ ኪዀኑ ድማ ናብ ምድሪ ምርኮ ኣሕሊፍካ ሃቦም። መዝሙር 44:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንጐረባብትና መጻረፊ፡ኣብ ዙርያና ንዘለዉ ድማ መላገጽን መባጨውን ጌርካና።