መዝሙር 54:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እንሆ፡ ኣምላኽ ረዳእየይ እዩ፣+የሆዋ ምስቶም ዚድግፉኒ* እዩ። መዝሙር 118:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ምሳይ እዩ፣ ኣይፈርህን እየ።+ ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧+