መዝሙር 3:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኦ የሆዋ፡ ስለምንታይ ተጻረርተይ በዚሖም፧+ ስለምንታይከ ብዙሓት ኣንጻረይ ይትንስኡ ኣለዉ፧+ መዝሙር 22:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣኽላባትሲ ኸቢቦምኒ፣+ከም ዕስለ ገበርቲ እከይ ብዙርያይ ሓጺሮምኒ፣+ከም ኣንበሳ ንኣእዳወይን ንኣእጋረይን የጥቅዕዎ።+