-
1 ሳሙኤል 23:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ሽዑ ግና፡ ልኡኽ ናብ ሳኦል መጺኡ፡ “ፍልስጥኤማውያን ነዛ ምድሪ ወሪሮምዋ ኣለዉ እሞ፡ ቀልጢፍካ ንዓ!” በሎ።
-
-
2 ሳሙኤል 17:21መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
21 እቶም ሰባት ምስ ከዱ፡ ንሳቶም ካብታ ዒላ ወጺኦም ከይዶም ንንጉስ ዳዊት ነገርዎ። ንዕኡ ድማ፡ “ኣሒቶፌል ከምዚ ኢሉ መኺሩልኩም እዩ እሞ፡ ተንሲእኩም ቀልጢፍኩም ነቲ ማይ ተሳገርዎ” በልዎ።+
-
-
2 ሳሙኤል 17:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 ብኡብኡ፡ ዳዊትን ኵሎም እቶም ህዝብን ተንሲኦም ዮርዳኖስ ተሳገሩ። ክሳዕ ዚወግሕ፡ ዮርዳኖስ ከይተሳገረ ዝተረፈ ሓደ እኳ ኣይነበረን።
-