መዝሙር 25:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ንኣእጋረይ ካብ መርበብ ኬውጽአን እዩ እሞ፡+ኣዒንተይ ወትሩ ናብ የሆዋ እየን።+ መዝሙር 91:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንሱስ ካብ መጻወድያ ኣፈንጣሪ ዑፍ፡ካብ ዜጥፍእ ለበዳ ኼናግፈካ እዩ።