1 ሳሙኤል 17:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ዳዊት ከኣ ወዲ እቲ እሴይ+ ዝስሙ ሸሞንተ ኣወዳት ዝነበርዎ፡+ ብዘመን ሳኦል ድማ ኣረጊት ሰብኣይ ዝነበረ ኤፍራታዊ+ ብዓል ቤት-ልሄም+ ናይ ይሁዳ ነበረ።