ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሁልቍ 10:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 ታቦት ምስ ዚልዓል፡ ሙሴ፡ “ኦ የሆዋ፡ ተንስእ፡+ ጸላእትኻ ፋሕ ይበሉ፡ እቶም ዚጸልኡኻ ድማ ካብ ቅድሜኻ ይህደሙ” ይብል ነበረ።

  • 2 ሳሙኤል 6:17
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 17 ንታቦት የሆዋ ድማ ኣምጺኦም ኣብ ውሽጢ እቲ ዳዊት ዝተኸለሉ ድንኳን ኣንበርዎ።+ ዳዊት ከኣ ዚሓርር መስዋእትን+ መስዋእቲ ሕብረትን+ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣቕረበ።+

  • 2 ዜና መዋእል 6:41, 42
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 41 ሕጂ ኸኣ፡ ኦ የሆዋ ኣምላኽ፡ ንስኻን ታቦት ብርታዐኻን ናብ መዕረፊኻ ደይብ።+ ኦ የሆዋ ኣምላኽ፡ ካህናትካ ድሕነት ይልበሱ፡ እሙናትካ እውን ብሰናይካ* ይተሓጐሱ።+ 42 ኦ የሆዋ ኣምላኽ፡ ንቕቡእካ ኣይትደርብዮ።*+ ነቲ ንጊልያኻ ዳዊት ብተኣማንነት ዘርኣኻዮ ፍቕሪ ዘክሮ።”+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ