1 ነገስት 15:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 የሆዋ ኣምላኹ ግና፡ ምእንቲ ዳዊት ኢሉ፡+ ብድሕሪኡ ወዱ ብምትንሳእን ንየሩሳሌም ብዘይምጥፋእን፡ ኣብ የሩሳሌም መብራህቲ ሃቦ።+ 2 ነገስት 19:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “ነዛ ኸተማ እዚኣ ድማ ምእንታይን+ምእንቲ ዳዊት ጊልያይን+ ኢለ ኽከላኸለላን ከድሕናን እየ።”’”+