መዝሙር 46:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣምላኽ ኣብታ ኸተማ ኣሎ፣+ ኣይክትግልበጥን እያ። ኪወግሕ ከሎ፡ ኣምላኽ ኪረድኣ እዩ።+ ኢሳይያስ 24:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ ከረን ጽዮንን+ ኣብ የሩሳሌምን ነጊሱ፡+ኣብ ቅድሚ ዓበይቲ ህዝቡ* ድማ ከቢሩ እዩ እሞ፡+ምልእቲ ወርሒ ኽትሓፍር፡እትበርህ ጸሓይ ድማ ክትሓንኽ እያ።+
23 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብ ከረን ጽዮንን+ ኣብ የሩሳሌምን ነጊሱ፡+ኣብ ቅድሚ ዓበይቲ ህዝቡ* ድማ ከቢሩ እዩ እሞ፡+ምልእቲ ወርሒ ኽትሓፍር፡እትበርህ ጸሓይ ድማ ክትሓንኽ እያ።+