ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ነገስት 11:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 ጊልያይ ዳዊት ኣብ ቅድመይ ኣብታ ስመይ ኣብኣ ኼንብር ዝሓረኽዋ ኸተማ የሩሳሌም ወትሩ መብራህቲ ምእንቲ ኺህልዎስ፡+ ንወዱ ሓደ ነገድ ክህቦ እየ።

  • 1 ነገስት 15:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 የሆዋ ኣምላኹ ግና፡ ምእንቲ ዳዊት ኢሉ፡+ ብድሕሪኡ ወዱ ብምትንሳእን ንየሩሳሌም ብዘይምጥፋእን፡ ኣብ የሩሳሌም መብራህቲ ሃቦ።+

  • 2 ዜና መዋእል 21:7
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 7 የሆዋ ግና፡ ምእንቲ እቲ ምስ ዳዊት ዝኣተዎ ኺዳን ኢሉ፡+ ንዕኡን ንደቁን ወትሩ መብራህቲ ኺህቦም ኣተስፍዩ ስለ ዝነበረ፡+ ንቤት ዳዊት ኬጥፍኣ ኣይደለየን።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ