ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እዮብ 38:36
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 36 ኣብ ውሽጢ ደበናታት* ጥበብ ዘንበረ መን እዩ፧+

      ወይ ንተርእዮ ሰማይ* ኣእምሮ ዝሃቦ መን እዩ፧+

  • ምሳሌ 3:19, 20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 19 የሆዋ ንምድሪ ብጥበብ ሰረታ።+

      ንሰማያት ከኣ ብምስትውዓል ኣቘሞ።+

      20 ብፍልጠቱ መዓሙቝ ማይ ተመቕለ፣

      እተደባነወ ሰማያት ድማ ካፋ ኣንጠብጠበ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ