መዝሙር 28:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ኣእዳወይ ናብ ውሽጣዊት ክፍሊ መቕደስካ ኣልዒለኸእዊ ኸለኹ፡ ልማኖይ ስማዕ።+ መዝሙር 55:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 55 ኦ ኣምላኽ፡ ንጸሎተይ ጽን በል፣+ነቲ ምሕረት ንምርካብ ዘቕርቦ ልማኖይ ድማ ዕሽሽ ኣይትበሎ።*+