ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 2 ዜና መዋእል 20:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ኦ ኣምላኽና፡ ኣብ ልዕሊኦም ፍርዲ ኣይትፍጽምን ዲኻ፧+ ንሕናስ ኣብ ቅድሚ እዚ ዚመጸና ዘሎ ብዙሕ ህዝቢ ሓይሊ የብልናን፣ እንታይ ከም እንገብር ከኣ ኣይንፈልጥን ኢና፣+ ኣዒንትና ግና ናባኻ እየን።”+

  • መዝሙር 25:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ንኣእጋረይ ካብ መርበብ ኬውጽአን እዩ እሞ፡+

      ኣዒንተይ ወትሩ ናብ የሆዋ እየን።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ