-
1 ሳሙኤል 10:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ድሕርዚ፡ ናብቲ ዝዓረደ ሰራዊት ፍልስጥኤማውያን ዘለውዎ ዅርባ እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ክትመጽእ ኢኻ። ናብታ ኸተማ ኽትመጽእ ከለኻ፡ ጕጅለ ነብያት ካብቲ በሪኽ ኪወርዱ ኽትረክብ ኢኻ፣ ቀቅድሚኦም በገናን ከበሮን ሻምብቆን መሰንቆን* ኪውቃዕ ከሎ ድማ፡ ንሳቶም ኪንበዩ እዮም።
-