መዝሙር 91:11, 12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብዅሉ መገድታትካ ኺሕልዉኻስ፡+ንመላእኽቱ+ ኺእዝዘልካ እዩ። 12 እግርኻ ብእምኒ ምእንቲ ኸይትዕንቀፍ፡+ብኣእዳዎም ኪጾሩኻ እዮም።+