ኣስቴር 5:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሃማን ድማ ብዛዕባ ዕቤት ሃብቱን ብዛዕባ ብዝሒ ደቁን+ ንጉስ ከመይ ገይሩ ኸም ዘዕበዮን ኣብ ልዕሊ መሳፍንትን ገላዉ ንጉስን ልዕል ከም ዘበሎን ተመክሐ።+ እዮብ 21:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ስለምንታይ እዮም እኩያት ብህይወት ዚነብሩን+ዚኣርጉን ዚህብትሙን፧*+