ኢሳይያስ 46:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ክሳዕ እትኣርጉ፡ ኣነ ወትሩ ኣነ እየ፣+ክሳዕ እትሽይቡ፡ ክጾረኩም እየ። ከምቲ ዝገበርክዎ፡ ክስከመኩምን ክጾረኩምን ከናግፈኩምን እየ።+ 1 ቈረንቶስ 10:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንሰብ ዘይበጽሖ ፈተና ኣይበጽሓኩምን።+ ግናኸ፡ ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ኽትፍተኑ ኣይሓድገኩምን እዩ፣+ የግዳስ፡ ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉ፡ ምስቲ ፈተና መዋጽኦ ገይሩልኩም ኣሎ።+
13 ንሰብ ዘይበጽሖ ፈተና ኣይበጽሓኩምን።+ ግናኸ፡ ኣምላኽ እሙን እዩ እሞ፡ ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ኽትፍተኑ ኣይሓድገኩምን እዩ፣+ የግዳስ፡ ምጽዋሩ ምእንቲ ኽትክእሉ፡ ምስቲ ፈተና መዋጽኦ ገይሩልኩም ኣሎ።+