ዘዳግም 9:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብጽድቅኻ ወይ ብቕንዕና ልብኻ ኣይኰንካን ንምድሮም ክትርስተያ እትኣትዋ ዘለኻ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦምን+ እቲ የሆዋ ንኣቦታትካ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ ያእቆብን+ ዝመሓለሎም ቃል ምእንቲ ኺፍጽምን እዩ የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።
5 ብጽድቅኻ ወይ ብቕንዕና ልብኻ ኣይኰንካን ንምድሮም ክትርስተያ እትኣትዋ ዘለኻ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብሰንኪ እከይ እዞም ኣህዛብ እዚኦምን+ እቲ የሆዋ ንኣቦታትካ ኣብርሃምን+ ይስሃቅን+ ያእቆብን+ ዝመሓለሎም ቃል ምእንቲ ኺፍጽምን እዩ የሆዋ ኣምላኽካ ኻብ ቅድሜኻ ዚሰጕጎም ዘሎ።