ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 1:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+

      “ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡

      ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+

      ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡

      ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ።

  • 1 ቈረንቶስ 6:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ገሌኻትኩም ከኣ ከማታቶም ኔርኩም ኢኹም። ግናኸ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኽናን ተሓጺብኩምን+ ተቐዲስኩምን+ ጸዲቕኩምን+ ኢኹም።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ