ዘፍጥረት 39:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብዛ ቤት እዚኣ ኻባይ ዚዓቢ የልቦን፣ ሰበይቱ ስለ ዝዀንኪ ድማ፡ ብዘይካኽስ ገለ እኳ ኣይከልኣንን። ከመይ ገይረ ደኣ እዚ ዓብዪ ኽፍኣትን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ሓጢኣትን ክገብር እኽእል፧” በላ።+ 2 ሳሙኤል 12:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ዳዊት ከኣ ንናታን፡ “ንየሆዋ በዲለዮ” ኢሉ መለሰሉ።+ ናታን ድማ ንዳዊት፡ “የሆዋ ኸኣ በደልካ ሓዲጉልካ እዩ።+ ኣይክትመውትን ኢኻ።+
9 ኣብዛ ቤት እዚኣ ኻባይ ዚዓቢ የልቦን፣ ሰበይቱ ስለ ዝዀንኪ ድማ፡ ብዘይካኽስ ገለ እኳ ኣይከልኣንን። ከመይ ገይረ ደኣ እዚ ዓብዪ ኽፍኣትን ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ከኣ ሓጢኣትን ክገብር እኽእል፧” በላ።+