ኢሳይያስ 1:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+ “ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ።
18 “እምበኣር፡ ንዑ እሞ ኣብ መንጎና ነገር ነቕንዕ” ይብል የሆዋ።+ “ሓጢኣትኩም ከም ቀይሕ ዝሕብሩ እኳ እንተ ዀነ፡ከም ውርጪ ጻዕዳ ኪኸውን እዩ፣+ከም ድሙቕ ቀይሕ ክዳን እኳ እንተ ዀነ፡ከም ጸምሪ ኪኸውን እዩ።