1 ነገስት 4:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኣምላኽ ከኣ ንሰሎሞን ኣዝዩ ብዙሕ ጥበብን ኣእምሮን፡ ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻ ዝምርሓቡ ልብን* ሃቦ።+ 1 ነገስት 4:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 3,000 ምስላ+ ድማ መሰለ፣ መዝሙራቱ+ እውን 1,005 ነበረ።