ዘፍጥረት 30:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሮቤል+ ድማ ብግዜ ዓጺድ ስርናይ ኣብ መሮር ኪኸይድ ከሎ፡ ፍረታት ማንድራጎራ* ረኸበ። ናብ ኣዲኡ ልያ ኸኣ ኣምጽኦ። ሽዑ፡ ራሄል ንልያ፡ “በጃኺ ኻብ ፍረታት ማንድራጎራ ወድኺ ሃብኒ” በለታ።
14 ሮቤል+ ድማ ብግዜ ዓጺድ ስርናይ ኣብ መሮር ኪኸይድ ከሎ፡ ፍረታት ማንድራጎራ* ረኸበ። ናብ ኣዲኡ ልያ ኸኣ ኣምጽኦ። ሽዑ፡ ራሄል ንልያ፡ “በጃኺ ኻብ ፍረታት ማንድራጎራ ወድኺ ሃብኒ” በለታ።