ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መሃልየ መሃልይ 4:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 “እነኺ፡ ፍቕርተየ፡ ጽብቕቲ ኢኺ።

      እነኺ፡ ጽብቕቲ ኢኺ።

      ኣዒንትኺ ብድሕሪ መጐልበቢኺ ኸም ናይ ረገቢት እየን።

      ጸጕርኺ ኸምተን ካብ ኣኽራን ጊልዓድ ዚወርዳ

      መጓሰ ኣጣል እዩ።+

  • መሃልየ መሃልይ 5:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 “ኣነስ ደቂሰ፡ ልበይ ግና ነቒሑ ኣሎ።+

      እናተዃሕኵሐ ድምጺ ፍቱወይ ሰሚዐ!

      ‘ሓብተየ፡ ፍቕርተየ፡

      ርግበየ፡ ፍጽምተየ፡ ክፈትለይ!

      ርእሰይሲ ብኣውሊ፡

      ዘው ዝበለ ጸጕረይ ብጠሊ ለይቲ ጠልቅዩ።’+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ