መዝሙር 120:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣብ ሜሴክ+ ጓና ዀይነ እነብር ኣለኹ እሞ፡ ወይለይ! ኣብ መንጎ ድንኳናት ቄዳር+ እቕመጥ ኣለኹ። ህዝቅኤል 27:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ነቶም ነጋዶ ገንሸላትን* ደዓውልን ድቤላታትን+ ዝነበሩ ኣዕራብን ኵሎም ሹማምንቲ ቄዳርን+ ተስርሕዮም ነበርኪ።