መሃልየ መሃልይ 1:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣታ ዘፍቅረካ፡*ንመጓሰኻ ኣበይ ከም እትጓሲ፡+ቀትሪ ኣበይ ከም እተዕርፈን ንገረኒ። ስለምንታይከ ኣብ መንጎ መጓሰ ብጾትካብመጐልበቢ* ኸም እተጐልበበት ዝኸውን፧” መሃልየ መሃልይ 2:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 “ፍቱወይ ናተይ እዩ፡ ኣነ እውን ናቱ እየ።+ ንሱ ኣብ መንጎ ዕምባባታት ሹሻን ይጓሲ ኣሎ።+
7 ኣታ ዘፍቅረካ፡*ንመጓሰኻ ኣበይ ከም እትጓሲ፡+ቀትሪ ኣበይ ከም እተዕርፈን ንገረኒ። ስለምንታይከ ኣብ መንጎ መጓሰ ብጾትካብመጐልበቢ* ኸም እተጐልበበት ዝኸውን፧”