1 ነገስት 11:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ንጉስ ሰሎሞን ኣብ ልዕሊ ጓል ፈርኦን+ ብዙሓት ጓኖት ኣንስቲ፡+ ማለት ሞኣባውያንን+ ዓሞናውያንን+ ኤዶማውያንን ሲዶናውያንን+ ሔታውያንን+ ኣፍቀረ።