መሃልየ መሃልይ 4:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ክሳድኪ+ ኸምቲ ብመስርዕ እምኒ እተሃንጸ፡ሽሕ ዋልታ፡ኵሉ ኸቢብ ዋላቱ ጀጋኑ ዚስቀሎ+ግምቢ ዳዊት እዩ።+