ኢሳይያስ 35:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ብርግጽ ኪዕምብብ እዩ፣+ኪሕጐስን እልል ኪብልን እዩ። ክብሪ ሊባኖስ፡+ግርማ ቀርሜሎስን+ ሳሮንን+ ኪውሃቦ እዩ። ክብሪ የሆዋ፡ ግርማ ኣምላኽና፡ ኪርእዩ እዮም።
2 ብርግጽ ኪዕምብብ እዩ፣+ኪሕጐስን እልል ኪብልን እዩ። ክብሪ ሊባኖስ፡+ግርማ ቀርሜሎስን+ ሳሮንን+ ኪውሃቦ እዩ። ክብሪ የሆዋ፡ ግርማ ኣምላኽና፡ ኪርእዩ እዮም።