ኣስቴር 8:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ማርዶካይ ድማ ሰማያውን ጻዕዳን ልብሰ መንግስቲ ተኸዲኑ፡ ዓብዪ ዘውዲ ወርቂ ኸኣ ኣብ ርእሱ ደፊኡ፡ ካብ ጁዅ ዝሕብሩ ጸምሪ እተገብረ ቕጭን ዓለባ ዝዀነ ባርኖስ ድማ ደሪቡ፡ ካብ ቅድሚ ንጉስ ወጸ።+ ከተማ ሱሳን* ከኣ ብሓጐስ እልል በለት።
15 ማርዶካይ ድማ ሰማያውን ጻዕዳን ልብሰ መንግስቲ ተኸዲኑ፡ ዓብዪ ዘውዲ ወርቂ ኸኣ ኣብ ርእሱ ደፊኡ፡ ካብ ጁዅ ዝሕብሩ ጸምሪ እተገብረ ቕጭን ዓለባ ዝዀነ ባርኖስ ድማ ደሪቡ፡ ካብ ቅድሚ ንጉስ ወጸ።+ ከተማ ሱሳን* ከኣ ብሓጐስ እልል በለት።