-
መሃልየ መሃልይ 7:3መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
3 ክልቲአን ኣጥባትኪ ኸም ክልተ ማሕስእ፡
ከምተን ናይ ሰስሓ ማንታ እየን።+
-
-
መሃልየ መሃልይ 8:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 “ኣነስ መንደቕ እየ፣
ኣጥባተይ ከኣ ከም ግምብታት እየን።
ስለዚ፡ ኣብ ኣዒንቱ፡
ሰላም ከም ዝረኸበት ኰንኩ።
-