-
መሃልየ መሃልይ 2:13መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
13 ኦም በለስ ቀዳማይ በለሱ ጐጒቡ፣+
ኣታኽልቲ ወይኒ ዓምቢቡስ መዓዛኡ ኣውጺኡ።
ፍቕርተየ፡ ተንስኢ እሞ ንዒ።
ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ።
-
13 ኦም በለስ ቀዳማይ በለሱ ጐጒቡ፣+
ኣታኽልቲ ወይኒ ዓምቢቡስ መዓዛኡ ኣውጺኡ።
ፍቕርተየ፡ ተንስኢ እሞ ንዒ።
ጽብቕተየ፡ ምሳይ ንዒ።