መሃልየ መሃልይ 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ብምስዓም ኣፉ ይስዓመኒ፣መግለጺ ፍትወትካሲ ኻብ ወይኒ ይጥዕም።+ መሃልየ መሃልይ 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ሓብተየ፡ መርዓተየ፡ መግለጺ ፍትወትኪ ኽንደይ ይጽብቕ!+ መግለጺ ፍትወትኪ ኻብ ወይኒ፡+መዓዛ ቕብእኺ ኻብ ኵሉ ጥዑም ጨና ኣጸቢቑ ይበልጽ!+