ዳንኤል 4:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ኵሎም ነበርቲ ምድሪ ኸም ገለ እኳ ኣይቍጸሩን እዮም፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሰማያትን ነበርቲ ምድርን ከኣ ከም ፍቓዱ እዩ ዚገብር። ኪዓግቶ* ወይ ‘እንታይ ኢኻ ዝገበርካ፧’ ኪብሎ ዚኽእል እውን የልቦን።+
35 ኵሎም ነበርቲ ምድሪ ኸም ገለ እኳ ኣይቍጸሩን እዮም፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ሰማያትን ነበርቲ ምድርን ከኣ ከም ፍቓዱ እዩ ዚገብር። ኪዓግቶ* ወይ ‘እንታይ ኢኻ ዝገበርካ፧’ ኪብሎ ዚኽእል እውን የልቦን።+