ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 115:4-8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ጣኦታቶም ኢድ ሰብ ዝገበሮም

      ብሩርን ወርቅን እዮም።+

       5 ኣፍ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይዛረቡን፣+

      ኣዒንቲ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይርእዩን፣

       6 ኣእዛን ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይሰምዑን፣

      ኣፍንጫ ኣለዎም፡ ግናኸ ኣየጫንዉን፣

       7 ኣእዳው ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይድህስሱን፣

      ኣእጋር ኣለዎም፡ ግናኸ ኣይከዱን፣+

      ብጐረሮኦም ድማ ገለ እኳ ኣየድህዩን።+

       8 እቶም ዚገብርዎም፡ ከማታቶም ኪዀኑ እዮም፣+

      ኵሎም እቶም ብኣታቶም ዚእመኑ* እውን ከምኡ ኪዀኑ እዮም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ