ኢሳይያስ 66:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 66 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ሰማያት ዝፋነይ እዩ፣ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ።+ እታ ኽትሃንጹለይ እትኽእሉ ቤት ደኣ ኣበይ ኣላ፧+ እታ ዝዓርፈላ ቦታኸ ኣበይ ኣላ፧”+
66 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ “ሰማያት ዝፋነይ እዩ፣ ምድሪ ኸኣ ድኳ እግረይ እያ።+ እታ ኽትሃንጹለይ እትኽእሉ ቤት ደኣ ኣበይ ኣላ፧+ እታ ዝዓርፈላ ቦታኸ ኣበይ ኣላ፧”+