ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኢሳይያስ 44:24
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 24 የሆዋ እቲ ተበጃዊኻ፡+

      ካብ ማሕጸን ኣትሒዙ ዝደኰነካ ኸምዚ ይብል፦

      “ኵሉ ዝገበርኩ፡ ኣነ የሆዋ እየ።

      ንሰማያት ባዕለይ ገቲረዮ፡+

      ንምድሪ ኸኣ ዘርጊሐያ።+

      ምሳይ መን ነይሩ፧

  • ኤርምያስ 10:12
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ንሱ ብሓይሉ ንምድሪ ዝገበራ፡

      ብጥበቡ ንፍርያም ምድሪ ዝሰረታ፡+

      ብኣእምሮኡ ኸኣ ንሰማያት ዝዘርግሐ እዩ።+

  • ዘካርያስ 12:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 12 ከቢድ መልእኽቲ፦

      “ቃል የሆዋ ብዛዕባ እስራኤል” ይብል

      እቲ ሰማያት ዝዘርግሐ፡+

      መሰረት ምድሪ ዝሰረተ፡+

      መንፈስ* ሰብ ከኣ ኣብ ውሽጡ ዝገበረ የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ