ኢሳይያስ 49:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ጽዮን ግና፡“የሆዋ ሓዲጉኒ፡+ የሆዋ ረሲዑኒ”+ ትብል ኣላ። ህዝቅኤል 37:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ሽዑ፡ ንሱ ኸምዚ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ እዚ ኣዕጽምቲ እዚ፡ ብዘሎ ቤት እስራኤል እዩ።+ እንሆ፡ ንሳቶም፡ ‘ኣዕጽምትና ነቒጹ፡ ተስፋና ኸኣ ጠፊኡ።+ ጠሪስና ተቘሪጽና ኢና’ ይብሉ ኣለዉ።
11 ሽዑ፡ ንሱ ኸምዚ በለኒ፦ “ኣታ ወዲ ሰብ፡ እዚ ኣዕጽምቲ እዚ፡ ብዘሎ ቤት እስራኤል እዩ።+ እንሆ፡ ንሳቶም፡ ‘ኣዕጽምትና ነቒጹ፡ ተስፋና ኸኣ ጠፊኡ።+ ጠሪስና ተቘሪጽና ኢና’ ይብሉ ኣለዉ።