ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 32:8
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  8 “ልቦና ኽህበካ፡ እታ ኽትከደላ ዚግብኣካ መገዲ ኽምህረካ እየ።+

      ዓይነይ ኣብ ልዕሌኻ ገይረ ኽመኽረካ እየ።+

  • ኢሳይያስ 30:20, 21
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 የሆዋ፡ ጭንቂ ኸም እንጌራ፡ ጭቈና እውን ከም ማይ እኳ እንተ ሃበኩም፡+ እቲ ዓብዪ መምህርካ ኣይኪሕባእን እዩ፣ ኣዒንትኻ ድማ ነቲ ዓብዪ መምህርካ+ ኺርእያኦ እየን። 21 ናብ የማን ወይ ናብ ጸጋም እንተ ኣቢልኩም ከኣ፡+ ኣእዛንካ ብድሕሬኻ፡ “እታ መገዲ እዚኣ እያ።+ ብእኣ ተመላለሱ” ዚብል ቃል ኪሰምዓ እየን።

  • ኢሳይያስ 49:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 እቲ ዚምሕሮም ኪመርሖም፡+

      ዓይኒ ማያት ብዘለዎ ኣቢሉ ድማ ኪወስዶም እዩ እሞ፡+

      ኣይኪጠምዩን፡ ኣይኪጸምኡን እዮም፣+

      ሃሩር ኣይኬንድዶምን እዩ፡ ወይ ጸሓይ ኣይክትወቕዖምን እያ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ