ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 5:29
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 29 ንዓታቶምን ንደቆምን ንዘለኣለም ጽቡቕ ምእንቲ ኪዀነሎም፡+ ኪፈርሁንን+ ኵሉ ትእዛዛተይ ኪሕልዉንሲ፡+ ኣየ፡ ወትሩ እዚ ልቢ እዚ እንተ ዚህልዎም!

  • መዝሙር 81:13, 14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ኣየ፡ ህዝበይ እንተ ዚሰምዓኒ!+

      ኣየ፡ እስራኤል ብመገድታተይ እንተ ዚመላለስ!+

      14 ንጸላእቶም ቀልጢፈ መንበርከኽክዎም፣

      ኢደይ ኣንጻር ተጻረርቶም ምገበርኩ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ