2 ነገስት 19:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 በታ ለይቲ እቲኣ፡ መልኣኽ የሆዋ ወጺኡ፡ ኣብ ሰፈር ኣሶራውያን 185,000 ሰባት ቀተለ።+ ንግሆ ኣንጊሆም ምስ ተንስኡ፡ ንዅሉ እቲ ሬሳታት ረኣይዎ።+