ኤርምያስ 48:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 “‘ካብ ሔስቦን+ ክሳብ ኤልዓለ+ ኣውያት ኣሎ። ክሳብ ያሃጽ፡+ ካብ ጾዓር ክሳብ ሖሮናይምን+ ክሳብ ኤግላት-ሸሊሽያንድምጾም ዓው የብሉ ኣለዉ። ማያት ኒምሪም እኳ ኺባድም እዩ።+
34 “‘ካብ ሔስቦን+ ክሳብ ኤልዓለ+ ኣውያት ኣሎ። ክሳብ ያሃጽ፡+ ካብ ጾዓር ክሳብ ሖሮናይምን+ ክሳብ ኤግላት-ሸሊሽያንድምጾም ዓው የብሉ ኣለዉ። ማያት ኒምሪም እኳ ኺባድም እዩ።+