2 ነገስት 18:36, 37 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ንጉስ፡ “ኣይትመልሱሉ” ኢሉ ኣዚዙ ነበረ እሞ፡ እቶም ህዝቢ ስቕ በሉ፡ ሓንቲ ቓል እውን ኣይመለሱሉን።+ 37 እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ቤተ ሰብ* ሓላፍነት እተዋህቦ ኤልያቂም ወዲ ሒልቅያን ሸብና እቲ ጸሓፍን ዮኣሕ ወዲ ኣሳፍ እቲ መዝጋብን ከኣ፡ ክዳውንቶም ቀዲዶም ናብ ህዝቅያስ መጹ እሞ ዘረባ እቲ ራብሳቀ ነገርዎ። ምሳሌ 9:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንመላገጺ ዚእርምሲ ውርደት ይዕድም፣+ንእኩይ ዚገንሕ ከኣ ይጕዳእ።
36 ንጉስ፡ “ኣይትመልሱሉ” ኢሉ ኣዚዙ ነበረ እሞ፡ እቶም ህዝቢ ስቕ በሉ፡ ሓንቲ ቓል እውን ኣይመለሱሉን።+ 37 እቲ ኣብ ልዕሊ እቲ ቤተ ሰብ* ሓላፍነት እተዋህቦ ኤልያቂም ወዲ ሒልቅያን ሸብና እቲ ጸሓፍን ዮኣሕ ወዲ ኣሳፍ እቲ መዝጋብን ከኣ፡ ክዳውንቶም ቀዲዶም ናብ ህዝቅያስ መጹ እሞ ዘረባ እቲ ራብሳቀ ነገርዎ።