ኢሳይያስ 62:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 እንሆ፡ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ኣዊጁ ኣሎ፦ “ንጓል ጽዮን፡‘እንሆ፡ ድሕነትኪ ይመጽእ ኣሎ።+ እንሆ፡ ዓስቡ ምስኡ ኣሎ፣እቲ ዚኸፍሎ ጻማ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እዩ’ በልዋ።”+ ራእይ 22:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “‘እንሆ፡ ቀልጢፈ እመጽእ ኣለኹ፡ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኽፈድዮ ኸኣ፡ እቲ ዝህቦ ዓስቢ ምሳይ እዩ።+
11 እንሆ፡ የሆዋ ኽሳብ ወሰናት ምድሪ ኣዊጁ ኣሎ፦ “ንጓል ጽዮን፡‘እንሆ፡ ድሕነትኪ ይመጽእ ኣሎ።+ እንሆ፡ ዓስቡ ምስኡ ኣሎ፣እቲ ዚኸፍሎ ጻማ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እዩ’ በልዋ።”+