እዮብ 38:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ኣነ ንምድሪ ኽስርታ ኸለኹ፡ ኣበይ ኔርካ፧+ ክትርድኦ ትኽእል እንተ ዄንካስ፡ ንገረኒ። 5 ትፈልጦ እንተ ዄንካስ፡ መን እዩ ልክዓ ዝወሰነ፧ ወይ ገመድ መለክዒ ኣብ ልዕሊኣ ዝዘርግሐ መን እዩ፧
4 ኣነ ንምድሪ ኽስርታ ኸለኹ፡ ኣበይ ኔርካ፧+ ክትርድኦ ትኽእል እንተ ዄንካስ፡ ንገረኒ። 5 ትፈልጦ እንተ ዄንካስ፡ መን እዩ ልክዓ ዝወሰነ፧ ወይ ገመድ መለክዒ ኣብ ልዕሊኣ ዝዘርግሐ መን እዩ፧