ህዝቅኤል 22:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እንሆ፡ ነፍሲ ወከፍ እቶም ኣብ መንጎኺ ዘለዉ ሹማምንቲ እስራኤል፡ ስልጣኑ ንምፍሳስ ደም ይጥቀመሉ እዩ።+