ኤርምያስ 37:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ሽዑ፡ ንጉስ ጼዴቅያስ ልኢኹ ወሰዶ፣ ንጉስ ከኣ ብምስጢር ኣብ ቤቱ፡* “ካብ የሆዋ ዝመጸ ቓልዶ ኣሎ፧” ኢሉ ሓተቶ።+ ኤርምያስ ድማ፡ “እወ ኣሎ!” በሎ፣ ኣስዒቡ እውን፡ “ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ክትውሃብ ኢኻ!” በሎ።+ ኤርምያስ 39:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሰራዊት ከለዳውያን ግና ደድሕሪኦም ሰዓቡ፣ ንጼዴቅያስ ድማ ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ያሪኮ ኣርከብዎ።+ ንዕኡ ሒዞም ከኣ ናብ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን፡ ናብታ ኣብ ምድሪ ሓማት+ ዘላ ሪብላ+ ኣደየብዎ፣ ንሱ ድማ ፈረዶ።
17 ሽዑ፡ ንጉስ ጼዴቅያስ ልኢኹ ወሰዶ፣ ንጉስ ከኣ ብምስጢር ኣብ ቤቱ፡* “ካብ የሆዋ ዝመጸ ቓልዶ ኣሎ፧” ኢሉ ሓተቶ።+ ኤርምያስ ድማ፡ “እወ ኣሎ!” በሎ፣ ኣስዒቡ እውን፡ “ኣብ ኢድ ንጉስ ባቢሎን ክትውሃብ ኢኻ!” በሎ።+
5 ሰራዊት ከለዳውያን ግና ደድሕሪኦም ሰዓቡ፣ ንጼዴቅያስ ድማ ኣብ ጐላጕል ምድረ በዳ ያሪኮ ኣርከብዎ።+ ንዕኡ ሒዞም ከኣ ናብ ነቡካድነጻር* ንጉስ ባቢሎን፡ ናብታ ኣብ ምድሪ ሓማት+ ዘላ ሪብላ+ ኣደየብዎ፣ ንሱ ድማ ፈረዶ።