ዘጸኣት 21:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “እብራዊ ባርያ እንተ ዓዲግካ፡+ ሽዱሽተ ዓመት ባርያኻ ይኹን፣ ኣብታ ሻውዐይቲ ዓመት ግና ብዘይ ክፍሊት ሓራ ይውጻእ።+ ዘሌዋውያን 25:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነታ መበል 50 ዓመት ቀድስዋ፣ ኣብታ ምድሪ ድማ፡ ኣብኣ ንዚነብሩ ዅሎም ሓርነት ኣውጁ።+ ዓመት እልልታ ትኹነልኩም፣ ነፍሲ ወከፍኩም ነናብ ርስቱ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ነናብ ዓሌቱ ይመለስ።+
10 ነታ መበል 50 ዓመት ቀድስዋ፣ ኣብታ ምድሪ ድማ፡ ኣብኣ ንዚነብሩ ዅሎም ሓርነት ኣውጁ።+ ዓመት እልልታ ትኹነልኩም፣ ነፍሲ ወከፍኩም ነናብ ርስቱ፡ ነፍሲ ወከፍኩም ከኣ ነናብ ዓሌቱ ይመለስ።+