ኤርምያስ 20:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሽዑ፡ ጳሽሑር ንነብዪ ኤርምያስ ወቕዖ፡ ኣብታ ኣብ ቤት የሆዋ ዝነበረት ላዕለወይቲ ኣፍ ደገ ብንያም ከኣ ኣብ ጕንዲ ኣሰሮ።+ እብራውያን 11:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ። እብራውያን 11:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ገሊኦም ድማ ብላግጽን ብመግረፍትን፡ ኣብ ልዕሊ እዚ እውን ብመቝሕን+ ብማእሰርትን+ ተፈቲኖም እዮም።
32 ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡+ እኒ ባራቅ፡+ እኒ ሲምሶን፡+ እኒ ይፍታሕ፡+ እኒ ዳዊትን+ ሳሙኤልን+ ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ።